Do you translate bigger document regularly? Or do you want longer text converted to audio (automatic Tigrinya reader)? Get your own account for more access. We do pay Google for translation and text-to-audio conversion services. We will ask you to pay for your account. For example $1 to translate 8000 characters.
ብዝሕ ዝበለ ጽሑፍ ምትርጓምን፣ ነዊሕ ጽሑፍ ብድምጺ ምስማዕን ይከኣል እዩ። ናይ ባዕልኹም ኣካውንት ብምኽፋት ክግልገሉ ትኽእሉ። ብዘይ ኣካውንት ሓጸርቲ ጽሑፋት እዩ ክትርጉምን ከንብብን ዝኽእል። ኣካውንት ብምኽፋት ግን ነዋሕቲ ጽሑፋት ክትርጉምን ከንብብን ይኽእል። ቀንዲ ምኽንያት ናይዚ ፍልልይ ከኣ። ነዚ ኣገልግሎት ክውን ንምግባር ንጉግል ዝኽፈል ዋጋ ስለዘሎ እዩ። ስለዝኮነ ከኣ፣ ነዋሕቲ ጽሑፋት ምትርጓምን ምምባብን ምስ እትደልዩ። ነተን ዝተጠቐምኩምለን ኣገልግሎት ዝክፈል ዋጋ ባዕልኹም ክትከፍልወን ክንሓተኩም ኢና። ብ ግምት ን8000 ፊደላት ዝሓዘ ጽሑፍ ብ $1 ዶላር ኣመሪካ ንትርጉም። ናዚ ናይ ብሕቲ ኣካውንት ንምኽፋት ምሳና ተራኸቡ ።
contact us to get your personal account.